Aktuelle arbeidssteder
ናይ ወተደራዊ ሓይልን ናይ ነርወይ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኣካለዊ መመዘንታት ኣለውዎም። ናይ ስፖርትን ኣካለዊ ምንቅስቃስን ትምህርቲ እንድሕር ወሲድኩም ናይ ኣካለዊ ምንቅስቃስ ፈተና ንምውሳድ ጽቡቕ መሰረት ይህልወኩም።
ሓደ ሓደ ትምህርትታት ዝተወሰነ ናይ ሳይንስ ፍልጠት ክትሕዝ ይሓቱኻ እዮም። ንኣብነት ከም ኢንጅነሪንግ፣ ሳይንስን ናይ ሕክምና ትምህርትታትን። ኣብዚ ዝስዕብ ንዩኒቨርሲቲን ኮሌጅን ናይ መእተዊ መመዘኒታት ሓበሬታ ክረኽቡ እዮም samordnaopptak.no ። ኣብ ሓደሓደ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ኩሎም ዘድልይዎም ሳይንሳት ንምስታፍ ግዜ ምርካብ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል። ኣብ ሓፈሻዊ ትምህርቲታት ምስ ተፈጥሮኣዊ ሳይንስን ሒሳብን ፍለይ ትምህርቲ Vg2 ከምኡውን Vg3 እንተወሲዶም፣ እቲ ዘድልዮም ሳይንስ ናይ ምውሳድ ዓብዪ ዕድል ይህልዎም።
samordnaopptak.no