ዝለዓለ ትምህርቲ
ሞያዊ ትምህርትን ስልጠናን ሞያዊ ዓቕሚ ንምዕባይ ይጠቅም (ዋላውን ናይ ንግዲ ፍቓድ ወይ ሰርቲፊኬት እንተዘይብልኩም). ሞያዊ ትምህርቲን ስልጠናን ምስ ወድኡ ስራሕ ወይ ዝለዓለ ትምህርቲ ክጅምሩ ይኽእሉ:
- ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ናይ ሞያ ኮሌጅ ዝለዓለ ትምህርቲ ክወስዱ ይኽእሉ። A ሓጸርቲ ናይ ሞያ ስልጠናታት ማለት ቅድሚ ሕጂ ናይ ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ንዝወሰዱ ዝወሃብ እዩ::
- ክወስድዎ ዝኽእሉ
– ድሕሪ Vg2 ወይ
– ሞያዊ ብቕዓት ምስ ጨበጡ።
ኣብ ኮሌጅ ወይ ዩኒቨርሲቲ ዝለዓለ ትምህርቲ ናይ ምውሳድ ዕድል ሽዑ ክህልዎም እዩ። ሓደሓደ ናይ መጽናዕቲ ፕሮግራማት፣ ንኣብነት ከም ኢንጅነሪንግ፣ ሳይንስን ናይ ሕክምና ትምህርቲታትን ዝተወሰኑ ናይ ሳይንስ ትምህርቲታት ክህልዎም ከምዘገድዱ ይዘክሩ - ናብ ዝለዓለ ትምህርቲ መእተዊ ድሕሪ ናይ መጀመርያ ኮርስ ወይ ብ Y- path ክምዝገቡ ይኽእሉ፣ እዚ ናብ ዝለዓለ ሞያዊ ትምህርቲ ዝወስድ መንገዲ እዩ። እቲ Y- path ንተዛማዲ ሞያዊ ልምዲ ዘለዎም ዝተሓሰበ እዩ. Preliminary courses and the Y-pathብበዝሒ ንሳይንስን ኢንጅነሪንግ ትምህርቲታትን ዘገልግል እዩ።