ኣብ 10 ዓመት ናብ እንታይ ዓይነት ናይ ትምህርቲ ፕሮግራም ክትኣትዉ ከምእትደልዩ ምረፁ' ከም ዓብዪ ሕጊ፣ ኣብ እትነብሩሉ ሃገር ተመዝገቡ'
  • ካብ ብጣዕሚ እትደልይዎም ሰለስተ ናይ ትምህርቲ ፕረግራማት ናብ ሓዲኦም ክትኣትዉ ብቁዕ ኢኹም '
  • እቲ ናይ 10 ዓመት ናይ መጨረሻ ውፅኢቶም ናብ መባእታዊ ድልየትኩም ምእታዎም ተተሓሒዙ ዝመፀ ክኸውን ይኽእል እዩ'

ናይ እቲ ሃገር መእተዊ ሕጊ

ኩሎም ሃገራት ናብ ምንታይ ትምህቲ ቤት ክትምዝገቡ ከም ዘለኩም ዝውስን ሕጊ አለወን' ኣብ ሃገርኩም ተግባራዊ ዝኾኑ ሕጊታት ኣፃርዩ' መብዛሕትኡ ግዘ ናይ ሃገራት መመዝገቢ ሕጊ ካብዞም ዝስዕቡ መምርሒታት ሓዲኦም ይኽተል:

  • ኣብ ኣብቲ ሃገር ዘለው ኩሎም ትምህርቲ ቤታት ክትምዝገቡ ትኽእሉ' ወይ
  • ኣብ ናይ ሃገርኩም ክፋል(ወረዳ) ዝርከቡ ትምህርቲ ቤታት ክትምዝገቡ ትኽእሉ' ወይ
  • ንዝትነብሩሉ ኣብ ዝቀረበ ትምህርቲ ቤት ክትምዝገቡ ኣለኩም'

ኣብ ካብ ትምህርቲን፣ ናይ 10 ዓመት ውፅኢትኩምን ምምራፅ ኣብ ዝከኣለሉ ሃገር እቲ ውፅኢትኩም ናብ ምንታይ ትምህርቲ ቤት ከምትኣትዉ ክውስን ይኽእል'