ብዛዕባ ላዕለዋይ ካልአይ ብርኪ ትምህርትን ስልጠናን ከምኡ እውን ስራሕትታት ዝተወሰነ ሓበሬታ ኣብዚ እንሄ'
ናይ ትምህርትን ሞያታትን ኣማኸርቲ ሓበሬታታት ክህቡ ይኽእሉ እዮም'
- ናይ ትምህርትን ሞያታትን ኣማኸርቲ ብዛዕባ መዋቕር ላዕለዋይ ካልአይ ብርኪ ትምህርትን ስልጠናን ከምኡ እውን ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ዘለው መማረፅታትን ሓበሬታታት ክህቡ ይኽእሉ እዮም' /li>
- ናይ ትምህርትን ሞያዊ መማኸርትን ላዕለዋይ ካልአይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ታሕተዋይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንዝርከቡ ተመሃሮ ይጉብንዩ እዮም'
ናይ ትምህርትታትን ናይ ሰራሕ ምርኢታትን
- ንትምህርትታት ወይ ናይ ሰራሕ ምርኢታት እንተጎብኒኹም ብዙሕ ፅቡቓት ሓበሬታታት ክትረኽቡ ትኽእሉ'
- ላዕለዋይ ካልአይ ብረኪ ኩሉ ግዜ ንታሕተዋይ ካልኣይ ብርኪ ተመሃሮን ወለድን/መዕበይ ይዕድሙ ን ሓበሬታ ምልውዋጥ ወይ «ክፉት መዓልትታትs».
ናይ ሰራሕ ልምዲ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት
- ኣብ ታሕተዋይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ተግባራዊ ዝኾነ ልምዲ ካብ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ምርካብ ትኽእሉ ኣብ ካልአዋይ ብርኪን ናይ ሰራሕ ህይወትን ግን ካብ እትመሃርዎ ዓይነት ትምህርቲ እዩ'