Ta quizen!
Hva vet du om forskjellen på studieforberedende og yrkesfaglig opplæring?
- Studer oversiktskartet!
- Hvilke utsagn tror du passer?
- Les forklaringene! Kanskje lærer du noe nytt?

ናይ ስራሕ ክእለት ከመይ ክለማመዱ ከም ዘለዎም ስልጠና ይወሃቡን በቐጥታ ናብ ናይ ስራሕ ሂወት ይኣትዉን
ብዙሓት "ናይ ምንባብ ኣርእስታት" ጥራይ ኣለዉ
ተለማማዲ ክኾኑን ናይ መጨረሻ ልምምዶም ኣብ ናይ ንግዲ ድርጅት ክረኽቡን ይኽእሉ
ኣብ ናይ ስልጠና ግዘ ዝተወሰነ ክፍሊት ምርካብ ይከኣል
ኣብ ኮሌጅን ዩኒቨርሲቲን ንዝለዓለ ትምህርቲ የዳልዎም
ንዝለዓለ ትምህርቲ ንምምዝጋብ ጠቕላላ ናይ ዩኒቨርሲቲ መመዝገቢ ምስክር ወረቐት ዝህቦም ተወሳኺ ዓመት ንምውሳድ ክሕግዝ ይኽእሉ
ናይ ሳይንስ ፕሮግራማት ንምጽናዕ ዘድልዩ ዛዕባታት ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለዎም
ኣብ ናይ ስልጠና ግዜኦም ብዙሕ ናይ ተግባራዊ ስራሕ ልምዲ ክረኽቡ እዮም
ኣብ ናይ ሳልሳይ ደረጃ ኮሌጅ ተወሳኺ ትምህርቲ ንምውሳድ የኽእል።