Vg1ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ እዩ' |
| ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
- ትምህርቲ ባብዝሓ ኣብተግባር ዘይወዓለ አዩ'
- መብዛሕቲኦም ትምህርቲ ንዝተለምደ ጠቓሚ ዓይነት ትምህርቲታት መምሀሪ እዮም'
- ክልተ ወይ ሰለስተ ፕሮግራማት ኣለውዎም (ኣብ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ብፍሉይ ምምሃር ኣየካትትን)&ሓድሓዲኦም ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ድማ ኣብ Vg1. ምምራፅ ይከኣል'
| - Vg1 ኣብ ናይ ስራሕ ከይዲ& ሜላታትን መሳርሕታትንንናይ ትምህርቲ ፕሮግራሞም ኣድላዪ መሰረታዊ ትምህርቲ ክህበኩም እዩ'
- መብዛሕትኦም መምሃሪታት ንናይ ፕሮግራማት ዓይነት ትምህርቲታት እዮም ዝጠቕሙ'
- ናይ ሞያ ፍለይ ትምህረቲ ምስ ናይ ተዛመድቲ ናይ ስልጠና ቦታ ዝፍለጡ መሸጣታት ዕድል ክህልወኩም እዩ'
|
Vg2 At Vg2 ካብ ኣብ ናይ ትምህርቲ ፕሮግራማት ዝርከቡ ናይ ፕሮግራም ቦታታት መንጎ ትመርፁ Vg1. |
| ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
- ነቶም ጠቐምቲ ዓይነት ትምህርቲታት ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለዩ ብዝተወሰኑ ሕግታት መሰረት ብምግባር ፕሮግራማት ምምራፅ ትኽእሉ'
- እቲ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ይካየድ'
| - ናይ ፕሮግራም ቦታ ትመርፁ እሞ ሽዑ ናይ ፍሉይ ትምህርቲ ዕድል ትረኽቡ'
- ንመብዛሕትኦም ህፃናት እቲ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ይካየድ'
- ንናይ ሞያ ፍሉይ ዓይነት ትምህርቲታት ካብ Vg1 ዝበለፀ ሰዓታት ኣለኩም'
- ብዛዕባ ድርጅታት ኣብ ስልጠናኹም እትመሃርዎም ዝተወሰኑ ፍሉያት መንገድታት አላዉ (3 ዓመት) ድሕሪ Vg1.
|
Vg3 / ናይ ድርጅታት ስልጠና Vg3 ዝህነፅ Vg2 ኣብ ዝተሳተፍኩሙሉ፣አምኡ እውን እቲ ፕሮግራም ኣብ ቤት ትምህርቲ ወይ ኣብ ድርጅት እዩ ዝካየድ' |
| ጠቕላላ መጽናዕትታታ | ሞያዊ |
- ኣብVg2 ብዝመረፅክምዎም ፕሮግራማት ትቕፅሉን ኣብ ናይ ፕሮግራማት ዓይነት ትምህርቲታት ፍሉይ ትምህርቲ ትመርፁን ወይ ብቶም ዝተወሰኑ ሕግታት መሰረት ብምግባር ሓደሽቲ ናይ ፕሮግራማት ዓይነት ትምህርቲታት ትመርፁ'
- እቲ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ይካየድ::
- ካብVg3 ብዝረኸብክምዎ ተቐባሊነት ዘለዎ ምስክር ወረቐት ኣብ ኮሌጃት ወይ ዩኒቨርሲቲታት ንዝለዓለ ትምህርቲ ክትምዝገቡ ትኽእሉ'
| - ኣብ Vg2 ካብ ዝህነፁ ዝኸድኩምዎምን ብፍሉይ ትምህርቲ ዝተመሃኩምሎምን ናይ ፕሮግራም ቦታታት ትመርፁ'
- ኣብ Vg3 ዝርከቡ መብዛሕትኦም ፕሮግራማት ፍሉጣት መሸጣታት እዮም' ድሕሪኡ ከም ናይ ሞያ ተምሃሪ ኣብ ድርጅታት ስልጠና ትወስዱ እዚ ለማጅነት ድማ 2 ዓመት ይወስድ'
- ሓደሓደ ናይ ፕሮግራማት ቦታታት ኣብ Vg3 ይወሃቡ& ከም ናይ 1 ዓመት ናይ ትምህርቲ ቤት ትምህርቲ '
- ሓዳሓደ ናይ ሞያ መንገድታት Vg3 ቅድሚ 1.5 ወይ 2 ናይ ለማጅነት ዓመታት ቅድሚ ምውዳእኹም ኣለኩም'
|
ናይ እቲ ናይ ትምህርቲ መንገዲናይ እቲ ላዕለወይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲን ስልጠናን ቅርፂ ኣብ ናይ ካርታ ቁልፊ ይቐርብ'
- ብጫ: እቲ ትምህርቲ ኣብ ትምህረቲ ቤት ይካየድ
- ቆፃል: እቲ ትምህርቲ ኣብ ድርጅታት ይካየድ
- ሰመያዊ: እዚ ትምህርቲ ተወዲኡን ሓሊፉን ከምኡ እውን ናብ ዝለዓለ ትምህርተን ናይ ስራሕ ምዝገባን ናይ ምኻድ ብቕዓት ኣለኩምን